BWRW ካብ 2012 ጀሚሩ ኣብ ትሪየር ዝተፈላለየ ኣገልግሎታት ክህብ ጸኒሑ እዩ።ኣብ 2024 እቲ መሳለጥያ ናብቲ ካብ መደበር ባቡር ትሪየር ብዙሕ ዘይርሕቕ ሓድሽ ዘመናዊ ቀጽሪ ኣብ ጉተርስትራሰ ተሰጋጊሩ።
BWRW ኣብ ትሪየር ምስ ኢንስቲትዩት ሞያዊ ስልጠና [IBB AG]ን ኢንዱስትርያዊ ስልጠና ዓውደ መጽናዕቲ ትሪየር [ILW Trier]ን ይተሓባበር።
ክፍልታት ስልጠና BWRW ኣብ Güterstraße 80 ኣብ Tier ይርከባ።